ልበይ ደግፍለይ

78

Música criada por salih ibrahim com Suno AI

Capa da música ልበይ ደግፍለይ
ልበይ ደግፍለይ
v6 Mini

@salih ibrahim

Capa da música ልበይ ደግፍለይ
ልበይ ደግፍለይ
v6 Mini

@salih ibrahim

Letra da música
[Verse 1]
ልበይ ደግፍለይ ልበይ ደግፍለይ

ልበይ ብመከራ ስእናቶ ክብሪ
ብትዝታ ተሳቀ በርትዕዋ ፍቅሪ
ዕምቀቱ ንውሓቱ ውቕያኖስ ባሕሪ
ድቃስ ከሊኡዋ ለይቲ ይኹን ቀትሪ

[Chorus]
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ

[Verse 2]
ምስ ሓንጎል ትላዘብ ተረኸበት ምኽሪ
ዘይሓልፈላ ልበይ ተማርር ብትሪ
ኣይ ሓሪራ እንድያ ሪኣቶ ብግብሪ
ብትዝታ ዓዊራ ትነብር ኣብ ሃውሪ

[Chorus]
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ

[Verse 3]
ንዘይትፈልጥላ ትነብር ኣብ ዝኽሪ
ትም ሕትም ካብ ትብሊ ማሓሻ ኮ በትሪ
ንብዓታ ክትደርዝ ገለ ባ ንገሪ
ናትኪ ፍሽኽታ ዪ ዘንውሐላ ዕምሪ

[Chorus]
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ

[Verse 4]
ቅሩብ ተረድኢ በጃኺ ሕፈሪ
ማዕዶ ኮይንኪ ንልበይ ተሕሪሪ
ልበይ ትቅንዞ ልብኺ ተውሪ
እንዳ ተጸበየት መልሲ የለን ነውሪ

[Chorus]
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ

[Verse 5]
ልበይ ኣድሕንያ ጉየዪ ብረሪ
ኣይተሳቅይ ያ ሕልና ግበሪ
ኣማሙቅያ ባ ኣብ ጎና ስፈሪ
ስርሓ ንክትሰርሕ ስምዕያ ስመሪ

[Final Chorus]
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ

[Outro]
ልበይ ደግፍለይ
ክነብር ከም ሰበይ
[Verse 1] ልበይ ደግፍለይ ልበይ ደግፍለይ ልበይ ብመከራ ስእናቶ ክብሪ ብትዝታ ተሳቀ በርትዕዋ ፍቅሪ ዕምቀቱ ንውሓቱ ውቕያኖስ ባሕሪ ድቃስ ከሊኡዋ ለይቲ ይኹን ቀትሪ [Chorus] ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ [Verse 2] ምስ ሓንጎል ትላዘብ ተረኸበት ምኽሪ ዘይሓልፈላ ልበይ ተማርር ብትሪ ኣይ ሓሪራ እንድያ ሪኣቶ ብግብሪ ብትዝታ ዓዊራ ትነብር ኣብ ሃውሪ [Chorus] ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ [Verse 3] ንዘይትፈልጥላ ትነብር ኣብ ዝኽሪ ትም ሕትም ካብ ትብሊ ማሓሻ ኮ በትሪ ንብዓታ ክትደርዝ ገለ ባ ንገሪ ናትኪ ፍሽኽታ ዪ ዘንውሐላ ዕምሪ [Chorus] ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ [Verse 4] ቅሩብ ተረድኢ በጃኺ ሕፈሪ ማዕዶ ኮይንኪ ንልበይ ተሕሪሪ ልበይ ትቅንዞ ልብኺ ተውሪ እንዳ ተጸበየት መልሲ የለን ነውሪ [Chorus] ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ [Verse 5] ልበይ ኣድሕንያ ጉየዪ ብረሪ ኣይተሳቅይ ያ ሕልና ግበሪ ኣማሙቅያ ባ ኣብ ጎና ስፈሪ ስርሓ ንክትሰርሕ ስምዕያ ስመሪ [Final Chorus] ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ [Outro] ልበይ ደግፍለይ ክነብር ከም ሰበይ
Estilo de música
Tigrinya East African popular song, wistful and pleading, lilting mid-tempo groove, expressive male lead vocal with clea

Você pode gostar

Lista de reprodução relacionada

Capa da música Síðasta Gjallarhorn
v6 Mini

Criado por viking music com Suno AI

Capa da música La Terza A Collabora
v6 Mini

Criado por Sandra Manca com Suno AI

Capa da música Zoé, kicsi csodám
v6 Mini

Criado por Firka Irka com Suno AI