T

1169

由brhane brhane 使用Suno AI

T
v4

@brhane brhane

T
v4

@brhane brhane

lyrics
ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ
እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ
ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ
እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ
ኣይፈለጥኩን ተዳህሊለ ተደርቢሸ ኣነ
ኣሞረ ዝሓድሮ ዘለኹ ዋይ ኣነ
ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ
እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ
ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ
እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ
ኣይፈለጥኩን ተዳህሊለ ተደርቢሸ ኣነ
ኣሞረ ዝሓድሮ ዘለኹ ዋይ ኣነ
ትምክሕተኛ ኔረ መን ከማይ በሃሊ
ስዕረት ዘይሙዕጋ ክንብርከኽ ዘይደሊ
ወትሩ ተፈቃሪ ዕቡይ ተደላያይ
ዝፈቱ ዘይኮነስ ተፈትየ በሃላይ
ኣጉል ሕማቕ ባህሪ ኣመና ትዕቢት
ምስጢር ናይ ሰብ ኮንኩ ኣይ ላዕሊ ናይ ታሕቲ
መስጣ'ቲ ብድዐ ጎልጎል ኣትሪፉኒ
ተረፍ ስብእነተይ ተፈታቲኑኒ
ዋይ ፍቕሪ ሓያል ኣምበርኪኽካኒ
ፍጹም ተኻኢለ ትሪ ዘይብለይ ዛሕ ኣቢልካኒ
እዚ ሰላሕታ ውሽጣዊ ሕማም
እንታይ ገዲፉለይ ጌሩለይ እምበር እዋይ ጉዳም
እዋይ እዋይ እዋይ ጉዳም
እዋይ ፍቕሪ ማሓባ
(ጌሩለይ) ኣንታ 'ዚ ሑብ ኣሞረ
(ጌሩለይ) እዚ ሰባብ ሰላሕታ
(ጌሩለይ) ጉዳም ዓይኒ ቆላሕታ
(ጌሩለይ) ኣ.ሞ.ረ... ዘይሓደገለይ
ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ
እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ
ዘገምታዊ ጉዕዞ ሰለይ እንዳበለ
እዚ ሰራም ፍቕሪ ኣምጺእለይ ገለ
ኣይፈለጥኩን ተዳህሊለ ተደርቢሸ ኣነ
ኣሞረ ዝሓድሮ ዘለኹ ዋይ ኣነ
ለካስ ሓቃቶም'ዮም ኣበው ክምስሉ
ኩናት ዘይወዓለ በሊሕ'ዩ እንዳበሉ
ተሰቁርኒ'ሎ ኣባይ ምስ በጽሐ
ደጊም ኣይምካሕን ለቢመ ጎሪሐ
ምንም ዘየላቡ ድቦላ ምኻኑ
እዋይ ፍቕሪ ስራይ ኣቤት ምጭካኑ
ንሕስያ ዘይብሉ ጻዕዳ ኣይብል ጸሊም
ንኹሉ ዘንበርክኽ ፈውሲ ኣልቦ ሕማም
ዋይ ፍቕሪ ሓያል ኣምበርኪኽካኒ
ፍጹም ተኻኢለ ትሪ ዘይብለይ ዛሕ ኣቢልካኒ
እዚ ሰላሕታ ውሽጣዊ ሕማም
እንታይ ገዲፉለይ ጌሩለይ እምበር እዋይ ጉዳም
እዋይ እዋይ እዋይ ጉዳም
እዋይ ፍቕሪ ማሓባ
(ጌሩለይ) ኣንታ 'ዚ ሑብ ኣሞረ
(ጌሩለይ) እዚ ሰባብ ሰላሕታ
(ጌሩለይ) ጉዳም ዓይኒ ቆላሕታ
(ጌሩለይ) ኣ.ሞ.ረ... ዘይሓደገለይ
መለይ ተሰቑርኒ'ሎ ኣባይ ምስ በጽሐ
ደጊም ኣይምካሕን ኣነስ ሎምስ ጎሪሐ
ሎምስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ
እምብለይ ሎምስ ጎሪሐ
መለይ ተሰቑርኒ'ሎ ኣባይ ምስ በጽሐ
ደጊም ኣይምካሕን ኣነስ ሎምስ ጎሪሐ
ሎምስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ
እምብለይ ሎምስ ጎሪሐ
መለይ ተሰቑርኒ'ሎ ኣባይ ምስ በጽሐ
ደጊም ኣይምካሕን ኣነስ ሎምስ ጎሪሐ
ሎምስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ
እምብለይ ሎምስ ጎሪሐ
ኣነስ ጎሪሐ ሎምስ ጎሪሐ
እምብለይ ሎምስ ጎሪሐ
እምብለይ
音樂風格
Pop

你可能會喜歡

歌曲的封面صوتك يا أمي
v4

由 احمد قايد الاسدي 使用 Suno AI 建立

歌曲的封面JESZCZE TYLE PRZED NAMI
v5

由 Jerzyna K 使用 Suno AI 建立

相關播放列表

歌曲的封面Keresem
v4

由 J H 使用 Suno AI 建立

歌曲的封面music2
v4

由 FIDESZ 使用 Suno AI 建立

歌曲的封面JESZCZE MOŻNA ZMIENIĆ ŚWIAT
v5

由 Jerzyna K 使用 Suno AI 建立

歌曲的封面عينيك أجد سلام
v4

由 Ayman Souissi 使用 Suno AI 建立